ናይ ቪድዮ ሓበሬታ ብዛዕባ ኤፕለፕሲ

እዘን ዓሰርተ ቪድዮታት ንኣገዳሲ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣብ ሕማም ኢፒለፕሲ የብርሃን ብተግባር ይገልጻን። እዘን ፊልምታት ብዓሰርተ ቃንቃታት ይርከባ፣ እቲ ዝጸሓፍ ድማ ከተጥፍኦን ክትውሉዖን ትኽእል።

ኣድላዊ: ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ 2021።
ቃንቃታት ምልውዋጥ: ኣብ ላዕሊ ብጸጋም።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ኤፕለፕሲ እንታይ ማለት እዩ ?

ኢፕለፕሲ ንዝኾነ ከጋጥሞ ይኽእል።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ዓይነታት መጥቓዕቲ

መጥቃዕቲ ናይ ኢፒለፕሲ ዝተፈላለየ ገጻት ክህልዎም ይኽእል።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ናይ መጀመርታ ሓገዝ መጥቓዕቲ ምስ ዘጋጥም

ኣገዳሲ፣ ካብ ማህሰይቲ ተከላከለሉን ምስኡ ድማ ጽናሕ።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

መተስኢ አፒለፕሲ

ኩሉ ግዜ ንምንታ መጥቃዕቲ ናይ ኢፒለፕሲ ኣጋጢሙ ንምርካቡ ቀሊል ኣይኮነን- ግን ከኣ መፍታሽ ዋጋ ይህልዎ።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ሕክምና ኢፒለፕሲ

ክልተ ካብ ሰለስተ ኢፒለፕሲ ካብ ዘለዎም ሰባት ካብ መጥቃዕቲ ነጻ ኮይኖም ይነብሩ።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ኢፒለፕሲ ኣብ ሽማግለታት

ክሉ ግዜ ሽማግሌታት ሓዲሽ ኢፒለፕሲ የማዕብሉ።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ባህጊ ቆልዓ ምስ ኢፒለፕሲ

ምብዛሕትኦም ኢፒለፕሲ ዘለዎም ብዘይ ጸገም ቖልዑ ክህልዎም ይኽእል- ግን ጽቡቅ ጌርካ መደብ ምውጻእ ኣገዳሲ ይኸውን።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ኢፒለፕሲን ኣልኮሆልን

ውሑድ ዝኾነ መጠን ኣልኮሆል ንመብዛሕቶም ኢፒለፕሲ ዘለዎም ሰባት ጎዳኢ ኣይኮነን።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

መኪና ምዝዋር ምስ ኢፒለፕሲ

ግዳያት ኢፒለፕሲ መኪና ክዝውሩ ዝክእሉ እንተ ድኣ መጥቃዕቲ ናይ ምግጣም ተክእሎ እዚዩ ጸቢብ እንትኾይኑ ጥራሕ እዩ።

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.
I Accept

ኮሮና-ቪርስን ኢፒለፕስን

ኮቪድ-19 ካብ ካልኦት ሰባት ብፍሉይ ንኢፒለፕሲ ዘለዎም ሓደገኛ ኣይኮነን፣ክታበት ድማ ይምከር።