ኢፒለፕሲን ኮሮና-ቪሩስን- ኸመይ ይኸዱ?
እቲ ጽቡቕ ዜና:
ኮሮና-ቪሩስን እቲ ሕማምን
ካብ ካልኦት ብፍላይ ኮቪድ-19 ንሰባት ኢፒለፕሲ ዘለዎም ሕደገኛ ኣይኮነን።
ካልኦት ተወሰኽቲ ሕማማት እንተሃልዮም እቲ ኪነታት ይቕየርን
ሓደጋ ንሕማቕ ኣካይዳ ይዓብን።
ሳሕቲ መድሃኒት ናይ ኢፒለፕሲ
ንናይ ምክልኻል ዓቕሚ የጎናድቡ።
እቲ ቫይረስ ንኩሉ ሓደገኛ ክኸውን ስለ ዝኽእል፣
ግዳያትን ካልኦትን
ካብ መልከፍቲ ክከላከሉ ይግባእ።
ክታበት እውን ንግዳያት ኢፒለፕሲ ይምከር።
ብሰንኪ ክታበት ኪመጽእ ዝኽእል ጸገማት ኣዝዩ ንእሽቶይ እዩ ካብ
ብኮቪድ-19 ዝስዕብ።
ኮቪድ-19ን ክታበትን ረስኒ ከስዕቡ ይኽእሉ እዮም፣
እዚ እንደገና መጥቃዕቲ ናይ ኢፒለፕሲ ሓደ ሓደ ግዜ ዘስዕብ።
ስለዚ ድማ ንመክር ናይ ሰውነት ሙቐት ኣገዳሲ እንተ ኾይኑ ብ
ሽጎማኒ ወይ ድማ ብመድሃኒት ክወርድን ካብ መጥቃዕቲ ድማ ክንከላኸልን።