ናይ ቪድዮ ሓበሬታ ብዛዕባ ኤፕለፕሲ
እዘን ዓሰርተ ቪድዮታት ንኣገዳሲ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣብ ሕማም ኢፒለፕሲ የብርሃን ብተግባር ይገልጻን። እዘን ፊልምታት ብዓሰርተ ቃንቃታት ይርከባ፣ እቲ ዝጸሓፍ ድማ ከተጥፍኦን ክትውሉዖን ትኽእል።
ኣድላዊ: ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ 2021።
እዘን ዓሰርተ ቪድዮታት ንኣገዳሲ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣብ ሕማም ኢፒለፕሲ የብርሃን ብተግባር ይገልጻን። እዘን ፊልምታት ብዓሰርተ ቃንቃታት ይርከባ፣ እቲ ዝጸሓፍ ድማ ከተጥፍኦን ክትውሉዖን ትኽእል።
ኣድላዊ: ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ 2021።
ኩሉ ግዜ ንምንታ መጥቃዕቲ ናይ ኢፒለፕሲ ኣጋጢሙ ንምርካቡ ቀሊል ኣይኮነን- ግን ከኣ መፍታሽ ዋጋ ይህልዎ።
ምብዛሕትኦም ኢፒለፕሲ ዘለዎም ብዘይ ጸገም ቖልዑ ክህልዎም ይኽእል- ግን ጽቡቅ ጌርካ መደብ ምውጻእ ኣገዳሲ ይኸውን።
ግዳያት ኢፒለፕሲ መኪና ክዝውሩ ዝክእሉ እንተ ድኣ መጥቃዕቲ ናይ ምግጣም ተክእሎ እዚዩ ጸቢብ እንትኾይኑ ጥራሕ እዩ።
ኮቪድ-19 ካብ ካልኦት ሰባት ብፍሉይ ንኢፒለፕሲ ዘለዎም ሓደገኛ ኣይኮነን፣ክታበት ድማ ይምከር።
Subscribe to our newsletter
ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ መጽናዕታት ይገብር፣ ይሕግዝን ይሕብርን።
ዕላምኡ ድማ ማዕልታዊ ናብራን ኩነታትን ናይ ግዳያት ኢፒለፕሲ ኣብ ሕብረተ-ሰብ ምምሓሽ እዩ።
Seefeldstr. 84 | 8008 Zurich | Switzerland | +41 (0)43 488 67 77 |