ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ

ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ

ከም ቡዝሓት ዝሓስብዎ ዘይኮነ ኢፒለፕሲ ብብዝሒ የጋጥም:

ሓደ ካብ ሚእቲ ማለት 80,000 ዝኣኽሉ ሰባት ኣብ ስዊትዘርላንድ ግዳያት እዮም።
ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ መጽናዕታት ይገብር፣ ይሕግዝን ይሕብርን።
ዕላምኡ ድማ ማዕልታዊ ናብራን ኩነታትን ናይ ግዳያት ኢፒለፕሲ ኣብ ሕብረተ-ሰብ ምምሓሽ እዩ።

ናይ ቪድዮ ሓበሬታ ብዛዕባ ኤፕለፕሲ

እዘን ዓሰርተ ቪድዮታት ንኣገዳሲ ዝኾነ ኣርእስቲ ኣብ ሕማም ኢፒለፕሲ የብርሃን ብተግባር ይገልጻን።

ኤፕለፕሲ እንታይ ማለት እዩ ?

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ዓይነታት መጥቓዕቲ

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ናይ መጀመርታ ሓገዝ መጥቓዕቲ ምስ ዘጋጥም

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

መተስኢ አፒለፕሲ

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ሕክምና ኢፒለፕሲ

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ኢፒለፕሲ ኣብ ሽማግለታት

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ባህጊ ቆልዓ ምስ ኢፒለፕሲ

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ኢፒለፕሲን ኣልኮሆልን

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

መኪና ምዝዋር ምስ ኢፒለፕሲ

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ኮሮና-ቪርስን ኢፒለፕስን

For privacy reasons YouTube needs your permission to be loaded.

ተወሳኺ ሓበሬታ

ናይ መጥቓዕቲ ዓውደ-ኣዋርሕ

ናይ መጥቓዕቲ ዓውደ-ኣዋርሕ

ኤስ ኦ ኤስ (SOS) ካርድ

ኤስ ኦ ኤስ (SOS) ካርድ

Information in other languages

 Information in other languages

ሓኪም ምርካብ ናይተይ ቃንቃ ዝዛረብ

Donate

Donate

ማሕበር ኢፒለፕሲ ካብ ምልጋስ ይነብር፣ ዝኾነ ልገሳ ዓቀን ሓንጎፋይ ንቢል።
እትልግስዎ ገንዘብ ካብ ግብሪ ክቕነስ ይኽእል።

PC 80-5415-8
IBAN CH35 0900 0000 8000 5415 8

Events

19. Juni 2026, 16:45-19:45 Fachveranstaltung in Tschugg